SKIP TO MAIN CONTENT

ኣባይቲ ካብ ጨረታ ዶ ወይስ ቀጥታ ካብ ሸያጣይ፧

Auction sale
Auction sale Source: AAP

መጸዋዕታ ድምጺ ኣጫራቲ ትኸይድ ኣላ ሕጂ፡ ሓደ፡ ትኸይድ ኣላ ክልተ፡ ተሸይጣ! ምስማዕ ንብዙሓት ገዛእቲ ኣባይቲ ኣብ ኣውስትራልያ ልሙድዩ። ኣብ ጨረታ ኣባይቲ ምግዛእ ሓደ ካብቶም ብብዝሒ ዝውቱራት መንገድታትዩ፡ እንተኾነ ግን ነቶም ሕግታቶም ዘይፈልጡ ሰባት ብዙሓት መጻወድያታት ኣለዎምን ዝኸበረ ጌጋ ከፈጽሞም ይኽእልን። እዚ ጸብጻብ ውሑዳት ምኽርታት ንዕውት ሸመተ ኣብ ጨረታ ይህብ።

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

መጸዋዕታ ድምጺ ኣጫራቲ ትኸይድ ኣላ ሕጂ፡ ሓደ፡ ትኸይድ ኣላ ክልተ፡ ተሸይጣ! ምስማዕ ንብዙሓት ገዛእቲ ኣባይቲ ኣብ ኣውስትራልያ ልሙድዩ። ኣብ ጨረታ ኣባይቲ ምግዛእ ሓደ ካብቶም ብብዝሒ ዝውቱራት መንገድታትዩ፡ እንተኾነ ግን ነቶም ሕግታቶም ዘይፈልጡ ሰባት ብዙሓት መጻወድያታት ኣለዎምን ዝኸበረ ጌጋ ከፈጽሞም ይኽእልን። እዚ ጸብጻብ ውሑዳት ምኽርታት ንዕውት ሸመተ ኣብ ጨረታ ይህብ።

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now