ን ማእከል መቕበሊ ባሕሪ ሰጊሮም ናብ ኣውሮጳ ዝኣትዉ ስደተኛታት ዝምደብ ሚሊዮናት ዶላራት ናብ ጁባኦም ዘእትዉ ልዕሊ 60 ኣባላት ማፍያ ኣብ ጥልያን ኣብ ቀይዲ ኣትዮም። ኣብ ደቡብ ሱዳን ዘሎ ኩነታት ንምግላጽ ቃላት ከምዘይርከብ በዓልቲ ቤት ሪክ ማቻር ገሊጻ።ሶማልያ ዝተረጋግኤት ሃገር ክትከውን ትኽእልያ ብምባል ኣህጉራዊ ዋዕላ ለንደን ተተስፍዩ።
Share
Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends