Source: SBS Tigrinyaኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ኩርነዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን ደገፎም ነቲ ናይ ኣኽርያ ኣድማ/ሰላማዊ ሰልፊ ንምግላጽ በቲ ሓደ ወገን፡ ምእሳር ሃይማኖታዊ መራሕቲን ዓበይቲ ሽማግለታትን ከምኡ’ውን መንግስታዊ ምትእትታው ኣብ ልዕሊ ሃይማኖታትን ሃይማኖታዊ ትካላትን ብምቅዋም ከኣ በቲ ኻልእ ዓበይቲ ሰላማውያን ሰልፍታት ኣካይዶም። ኣብ’ዚ ኣብ ከተማ መልበርን፡ ኣውስትራልያ፡ ነበርቲ ዝኾኑ ኤርትራውያን’ውን ዝሓለፈ ሰንበት 5 ሕዳር 2017 ዓቢ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም ኔሮም። ጸብጻቡ ይስዕብ።
ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ኩርነዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን ደገፎም ነቲ ናይ ኣኽርያ ኣድማ/ሰላማዊ ሰልፊ ንምግላጽ በቲ ሓደ ወገን፡ ምእሳር ሃይማኖታዊ መራሕቲን ዓበይቲ ሽማግለታትን ከምኡ’ውን መንግስታዊ ምትእትታው ኣብ ልዕሊ ሃይማኖታትን ሃይማኖታዊ ትካላትን ብምቅዋም ከኣ በቲ ኻልእ ዓበይቲ ሰላማውያን ሰልፍታት ኣካይዶም። ኣብ’ዚ ኣብ ከተማ መልበርን፡ ኣውስትራልያ፡ ነበርቲ ዝኾኑ ኤርትራውያን’ውን ዝሓለፈ ሰንበት 5 ሕዳር 2017 ዓቢ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም ኔሮም። ጸብጻቡ ይስዕብ።