ኣብ ናይ ሎሚ መደብ “ኣነን ነፍሰይን” ዘርእስታ ዛንታ ‘በዓል-ሓቦ’ ዝለኣኸልና ዛንታ እያ። …ኣብ ዉሽጠይ ሰለስተ ሰባት ይካትዑ ነይሮም፡ እቲ ሓደ ኩሉ ቀልጢፉ ክገላገል ዝተሃንጠየ እዩ ዝመስል፡ እቲ ካልኣይ ኩሉቲ ኩነታት መስሓቕ ኮይኑዩ ዝረኣዮ፡ እቲ ሳልሳይ ድማ ነቲ ነፍሰ ቅትለት ከፋጥን ላዕሊ ታሕቲ ይብል ነበረ፡፣
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends

