SKIP TO MAIN CONTENT

ሓተቲ ዑቕባ ንመንግስቲ ኣውስትራሊያ ከሲሶም 70 ሚሊዮን ዶላር ክከሓሱ እዮም።

Slater & Gordon Lawyers Ebony Birchall, Andrew Baker, and Rory Walsh AAP
Slater & Gordon Lawyers Ebony Birchall, Andrew Baker, and Rory Walsh AAP Source: Slater & Gordon Lawyers Ebony Birchall, Andrew Baker, and Rory Walsh AAP

ኣብ ደሰት ማኑስ ናይ ኣውስትራሊያ ማእከል ስደተኛታት ዝርከቡ 1905 ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ልዕሊኦም ዝወረደ በደል ክኽሕስ ንመንግስቲ ኣውስትራሊያ ከሲሶም ኣብ ቤት ፍርዲ ሲዒሮም።ፈደራል መንግስቲ ኣውስትራሊያን ዝቖጸሮም ኮንትራክተራትን ነቶም ሓተቲ ዑቕባ 70 ሞሊዮን ዶላር፡ ኣብ ርእሲኡ ድማ 20 ሚሊዮን ዶላር ንመስርሕ ክሲን ፍርድን ክኸፍሉ እዮም። እቶም ኣብቲ መዓስከር ዝርከቡ ሓተቲ ዑቕባ ንዝወረዶም ኣካላዊን ስነልቦናዊን በደል ካሕሳ ክኽፈሎም እዮም ንመንግስቲ ኣውስትራሊያ ከሲሶም ተዓዊቶም ዘለዉ።

Published

By በየነ ሰመረ

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ደሰት ማኑስ ናይ ኣውስትራሊያ ማእከል ስደተኛታት ዝርከቡ 1905 ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ልዕሊኦም ዝወረደ በደል ክኽሕስ ንመንግስቲ ኣውስትራሊያ ከሲሶም ኣብ ቤት ፍርዲ ሲዒሮም።ፈደራል መንግስቲ ኣውስትራሊያን ዝቖጸሮም ኮንትራክተራትን ነቶም ሓተቲ ዑቕባ 70 ሞሊዮን ዶላር፡ ኣብ ርእሲኡ ድማ 20 ሚሊዮን ዶላር ንመስርሕ ክሲን ፍርድን ክኸፍሉ እዮም። እቶም ኣብቲ መዓስከር ዝርከቡ ሓተቲ ዑቕባ ንዝወረዶም ኣካላዊን ስነልቦናዊን በደል ካሕሳ ክኽፈሎም እዮም ንመንግስቲ ኣውስትራሊያ ከሲሶም ተዓዊቶም ዘለዉ።

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now