SKIP TO MAIN CONTENT

ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን (25 ጥቅምቲ 2017)

NKikki and Prime mimister Hailemariam
Source: NKikki and Prime mimister Hailemariam

ኢትዮጵያ መንእሰያት ሓሳቦም ብነጻነት ክገልጹ ክትሓድግ፡ ልእኽቲ ኣመሪካ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲባ። ልኡክና ካብ ኢትይጵያ ዝለኣኾ ሪፖርት ከምዝሕብሮ፡ በቲ አብቲ ዝሓለፈ ሓሙስ ዓርቢ፣ ቀዳም ዝነበረ ናዕብን ግጭትን ኩሳዬ አብ ዝተብሃለት ተጋሩን አምሓሩን ዝነበሩላ ቦታ 52 ገዛውቲ ዓንዮም 11 ተቐቲሎም፡፡ በዝሒ ነፍሶም ከድሕኑ ናብ ትካላት ፀጥታን አብያተ እምነትን ዘገዓዙ ሰባት 1500 ከም ዝበፀሕ ዝረኸብዮ መረዳእታ የነፅር፡፡ አፈፀምቲ እቲ ግጭት ዝተብሃሉ 43 ሰባት ድማ አብ ትሕቲ ቀይዲ አትዮም አለው፡፡ ኣዳላዊ ኣብ ሱዳን ናይ ዝሕተም ብሕታዊ ጋዜጣ 6 ወርሒ ክእሰር ተፈሪዱ፡፣

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኢትዮጵያ መንእሰያት ሓሳቦም ብነጻነት ክገልጹ ክትሓድግ፡ ልእኽቲ ኣመሪካ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲባ። ልኡክና ካብ ኢትይጵያ ዝለኣኾ ሪፖርት ከምዝሕብሮ፡ በቲ አብቲ ዝሓለፈ ሓሙስ ዓርቢ፣ ቀዳም ዝነበረ ናዕብን ግጭትን ኩሳዬ አብ ዝተብሃለት ተጋሩን አምሓሩን ዝነበሩላ ቦታ 52 ገዛውቲ ዓንዮም 11 ተቐቲሎም፡፡ በዝሒ ነፍሶም ከድሕኑ ናብ ትካላት ፀጥታን አብያተ እምነትን ዘገዓዙ ሰባት 1500 ከም ዝበፀሕ ዝረኸብዮ መረዳእታ የነፅር፡፡ አፈፀምቲ እቲ ግጭት ዝተብሃሉ 43 ሰባት ድማ አብ ትሕቲ ቀይዲ አትዮም አለው፡፡ ኣዳላዊ ኣብ ሱዳን ናይ ዝሕተም ብሕታዊ ጋዜጣ 6 ወርሒ ክእሰር ተፈሪዱ፡፣

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now