SKIP TO MAIN CONTENT

ኩነታት መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ መራሒ ዓረና ትግራይ

Arena
Arena Source: Arena

ብተደጋጋሚ ኣብ ስልጣን ዘሎ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ኣባላተይ መጥቃዕቲ ይፍጽም ኣሎ ኢሉ ዝኸስስ ዉድብ ዓረና ትግራይ ኣብዚ ቅንያት ንመራሒኡ ኣብርሃ ደስታ መጥቃዕቲ ወሪድዎስ ኣብ ሆስፒታል ተዓቑቡ ከምዘሎ ተገሊጹ ኣሎ፡ በቲ ሓደ ወገን ንወሃብ ቃል እቲ ውድብ በቲ ሓደ ወገን ነቲ ገይርዎ ተባሂሉ በቲ ዉድብ ዝኽሰስ ኣብ ስልጣን ዘሎ መንግስቲ መብርሂ ንምርካብ ልኡኽና መደብ ኣዳልዩ ዝሰደዶ ትሕዝቶ እንሆ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ብተደጋጋሚ ኣብ ስልጣን ዘሎ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ኣባላተይ መጥቃዕቲ ይፍጽም ኣሎ ኢሉ ዝኸስስ ዉድብ ዓረና ትግራይ ኣብዚ ቅንያት ንመራሒኡ ኣብርሃ ደስታ መጥቃዕቲ ወሪድዎስ ኣብ ሆስፒታል ተዓቑቡ ከምዘሎ ተገሊጹ ኣሎ፡ በቲ ሓደ ወገን ንወሃብ ቃል እቲ ውድብ በቲ ሓደ ወገን ነቲ ገይርዎ ተባሂሉ በቲ ዉድብ ዝኽሰስ ኣብ ስልጣን ዘሎ መንግስቲ መብርሂ ንምርካብ ልኡኽና መደብ ኣዳልዩ ዝሰደዶ ትሕዝቶ እንሆ።

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now