SKIP TO MAIN CONTENT

ነብሰ ቅትለትን ኣገዳስነት ምትሕውዋስን ምዕላልን ምስ ካልኦት ሰባትን

A scene from a controversial internet series about a teen suicide
A scene from a controversial internet series about a teen suicide Source: AAP

ወከልቲ ጽላታት ፋይናንስ: ሕርሻዊ ንግዲ: ችርቻሮ ንግዲን ስፖርትን ምስ ሞያዊ ክኢላታት ምክልኻል ነብሰ ቅትለትን ኣካዳሚሻናትን ንሃገራዊ ዋዕላ ደዉ ምባል ነብሰ ቅትለት ኣብ ከተማ ሲድኒ ተጸምቢሮም ይርከቡ:: እዚ ብማሕበር ላይፍ ላይን ኣዉስትራልያ ዝተወደበ ዋዕላ ዝተኻየደ ዋዕላ ሓደስቲ መንገድታት ኣተኣላልያ/ኣተሓሕዛ ነብሰቅትለትን ኣብ ጸገም/ቅልዉላዉ ዘለዉ ሰባት ብኸመይ ይእለዩን ንምዝታይ'ዩ::

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ወከልቲ ጽላታት ፋይናንስ: ሕርሻዊ ንግዲ: ችርቻሮ ንግዲን ስፖርትን ምስ ሞያዊ ክኢላታት ምክልኻል ነብሰ ቅትለትን ኣካዳሚሻናትን ንሃገራዊ ዋዕላ ደዉ ምባል ነብሰ ቅትለት ኣብ ከተማ ሲድኒ ተጸምቢሮም ይርከቡ:: እዚ ብማሕበር ላይፍ ላይን ኣዉስትራልያ ዝተወደበ ዋዕላ ዝተኻየደ ዋዕላ ሓደስቲ መንገድታት ኣተኣላልያ/ኣተሓሕዛ ነብሰቅትለትን ኣብ ጸገም/ቅልዉላዉ ዘለዉ ሰባት ብኸመይ ይእለዩን ንምዝታይ'ዩ::

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now