Bone with tumour; current implant; new 3D printed, bespoke implant (SBS) Source: SBSተመራመርቲ ኣውስትራሊያ ብዘማዕበልዎ ናይ 3D መሕተሚ ተክኖሎጂ ተሓጊዝሞ ናይ ዓጽሚ ካንሰር ንዘለዎም ሰባት ፡ ካንሰር ዝሓዞ ኣዕጽምቶም ኣብ ሓጺር እዋን ተተኪኡ ዝሓሸ ዓይነት ህይወቶም ክመርሑ ክኽእሉ እዮም፡፡ ሕሙማት ብፕላስቲክን ካልእን ብዝስራሕ መተካእታ ኣዕጽምቲ ንምርካብ ንነዊሕ ጊዜ ካብ ምጽባይ ዝገላግል ንነፍሲ ወከፍ ሕሙም ብዘድልዮ መጠን ኣብ ዉሽጢ ደቓይቕ ኣሕቲሙ ዝትከኣሎም እዋን ከምዝበጽሐ ናይ መጥባሕቲ ዶክተራት ተስፋ ኣሕዲሮም ኣለዉ።
ተመራመርቲ ኣውስትራሊያ ብዘማዕበልዎ ናይ 3D መሕተሚ ተክኖሎጂ ተሓጊዝሞ ናይ ዓጽሚ ካንሰር ንዘለዎም ሰባት ፡ ካንሰር ዝሓዞ ኣዕጽምቶም ኣብ ሓጺር እዋን ተተኪኡ ዝሓሸ ዓይነት ህይወቶም ክመርሑ ክኽእሉ እዮም፡፡ ሕሙማት ብፕላስቲክን ካልእን ብዝስራሕ መተካእታ ኣዕጽምቲ ንምርካብ ንነዊሕ ጊዜ ካብ ምጽባይ ዝገላግል ንነፍሲ ወከፍ ሕሙም ብዘድልዮ መጠን ኣብ ዉሽጢ ደቓይቕ ኣሕቲሙ ዝትከኣሎም እዋን ከምዝበጽሐ ናይ መጥባሕቲ ዶክተራት ተስፋ ኣሕዲሮም ኣለዉ።