SKIP TO MAIN CONTENT

"ምስ ፖሊስ ቡን ምስታይ" ፡ ኣብ መንጎ ፖሊስን ማሕበረሰባትን ዘራኽብ ድንድል ንምፍጣር

Cup with a cop [Credit: SBS/Wolfgang Mueller]
Cup with a cop [Credit: SBS/Wolfgang Mueller] Source: Cup with a cop [Credit: SBS/Wolfgang Mueller]

ብዙሓት ሓደሽቲ መጻእተኛታትን ተሰደድትን ካብቲ ዝመጽሉ ሃገር ናይ ብልሽውናን ዘይፍትሓዊ ኣተሓሕዛ ፖሊስ ተበጊሶም፡ ምስ ፖሊስ ክራከቡ ዝጭነቑ ኣለዉ። ፖሊስ ምስዝርእዩ ድማ ዝገብርዎ ይጨንቆም።ነዚ ብዛዕባ ፖሊስ ዝጸንሐ ስምብራት ንምሕዋይን ኣብ መንጎ ፖሊስን ማሕበረሰባትን ዘራኽብ ድንድል ንምፍጣር ሓደ Coffee with a Cop ወይ "ምስ ፖሊስ ቡን ምስታይ" ዝበሃል ፐሮግራም ጀሚሩ ኣሎ። ነዚ ዝገልጽ ዝርዝር ትሕዝቶ ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ፡፣

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ብዙሓት ሓደሽቲ መጻእተኛታትን ተሰደድትን ካብቲ ዝመጽሉ ሃገር ናይ ብልሽውናን ዘይፍትሓዊ ኣተሓሕዛ ፖሊስ ተበጊሶም፡ ምስ ፖሊስ ክራከቡ ዝጭነቑ ኣለዉ። ፖሊስ ምስዝርእዩ ድማ ዝገብርዎ ይጨንቆም።ነዚ ብዛዕባ ፖሊስ ዝጸንሐ ስምብራት ንምሕዋይን ኣብ መንጎ ፖሊስን ማሕበረሰባትን ዘራኽብ ድንድል ንምፍጣር ሓደ Coffee with a Cop ወይ "ምስ ፖሊስ ቡን ምስታይ" ዝበሃል ፐሮግራም ጀሚሩ ኣሎ። ነዚ ዝገልጽ ዝርዝር ትሕዝቶ ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ፡፣

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now