SKIP TO MAIN CONTENT

ውጽኢት መጽናዕቲ ህዝቢ 2016

: Tales of the 2016 census (AAP)
: Tales of the 2016 census (AAP) Source: : Tales of the 2016 census (AAP)

ቤት ጽሕፈት ስታትስቲክስ ኣውስትራሊያ ናይ 2016 ውጽኢት መጽናዕቲ ህዝቢ ኣውስትራሊያ ገሊጹ። እቲ ውጽኢት፡ ኣውስትራሊያ ዓበይቲ ዝበዝሕዋ፡ ዝተፈላለየ ድሕረ ባይታ ባህሊ፡ ካብ ሃይማኖት እናረሓቐ ዝኸይድ ህዝቢን ኤስያዊት ሃገርን እናኾነት ትኸይድ ኣላ። ኣብ ኣውስትራሊያ ተዛረብቲ ቋንቋ ትግሪኛ 4583፡ ተዛረብቲ ቋንቋ ኣምሓርኛ 6812 ምብጻሖምውን ተገሊጹ ኣሎ። ንዝርዝር ጸብጻብ ኣብዚ ብምጥዋቕ ስምዑ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቤት ጽሕፈት ስታትስቲክስ ኣውስትራሊያ ናይ 2016 ውጽኢት መጽናዕቲ ህዝቢ ኣውስትራሊያ ገሊጹ። እቲ ውጽኢት፡ ኣውስትራሊያ ዓበይቲ ዝበዝሕዋ፡ ዝተፈላለየ ድሕረ ባይታ ባህሊ፡ ካብ ሃይማኖት እናረሓቐ ዝኸይድ ህዝቢን ኤስያዊት ሃገርን እናኾነት ትኸይድ ኣላ። ኣብ ኣውስትራሊያ ተዛረብቲ ቋንቋ ትግሪኛ 4583፡ ተዛረብቲ ቋንቋ ኣምሓርኛ 6812 ምብጻሖምውን ተገሊጹ ኣሎ። ንዝርዝር ጸብጻብ ኣብዚ ብምጥዋቕ ስምዑ።

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now