ቆርበት ኣድጊ ስሚዒት ግብረ ስጋ ንምድንፋዕ፡ ድቃስ ንዝስእኑ ንምፍዋስን ንኻልእ ጥዕናዊ ኣገልግሎት እዮ ዝውዕል፡ ኣብ ቻይና። ነቲ እናዓበየ ዝከይድ ዘሎ ጠለብ ኣድጊ ቻይና ንምምላእ፡ ሃገራት ኣፍሪቃ ተራእዩ ብዘይፈልጥ ብዝሒ ኣእዱግ ይሕረዱ ኣለዉ፡፣ ኣውስትራሊያውን ኣሰር እዘን ሃገራት ትስዕብ ዘላ ሃገር እያ።
Share
Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends