SKIP TO MAIN CONTENT

ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ህጹጽ ረዲኤታዊ ሓገዝ ንየመን ክወሃብ መጸዋዕታ ኣቕሪቡ

A Yemeni woman walks through a market in the old city of Sana'a
A Yemeni woman walks through a market in the old city of Sana'a Source: AAP

ፕሮግራም መግቢ ዓለም ው. ሕ. ሃ. ኣብ የመን ጥሜትን ሕማምን ገጢምዎም ዘሎ ሚልዮናት ሰባት ህይወቶም ከድሕን ዝኽእል ሓገዝ ንምርካብ ዓቕሊጽበታዊ ፈተነ ኣብ ምግባር ይርከብ። ሓደ ገምጋም ው. ሕ. ሃ 2.2 ሚልዮን ዝግመቱ ህጻናት፡ ካብ ሽዱሽተ ወርሒ ክሳብ ሓሙሽተ ዓመት ዝዕድሚኦም፡ ብሕጽረት መግቢ ኣዝዮም ማህሚኖምን ኣብ ተኣፋፊ ኩነታት ይርከቡን ይብል

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ፕሮግራም መግቢ ዓለም ው. ሕ. ሃ. ኣብ የመን ጥሜትን ሕማምን ገጢምዎም ዘሎ ሚልዮናት ሰባት ህይወቶም ከድሕን ዝኽእል ሓገዝ ንምርካብ ዓቕሊጽበታዊ ፈተነ ኣብ ምግባር ይርከብ። ሓደ ገምጋም ው. ሕ. ሃ 2.2 ሚልዮን ዝግመቱ ህጻናት፡ ካብ ሽዱሽተ ወርሒ ክሳብ ሓሙሽተ ዓመት ዝዕድሚኦም፡ ብሕጽረት መግቢ ኣዝዮም ማህሚኖምን ኣብ ተኣፋፊ ኩነታት ይርከቡን ይብል

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now