SKIP TO MAIN CONTENT

ሓጸርቲ ጸብጻባት ኢትዮጵያን ከባቢኣን

Ports (SBS)
Ports (SBS) Source: Ports (SBS)

ጂቡቲ ብኣስታት 600 ሚሊዮን ዶላር ዘመናዊ ወደብ ትሃንጽ ኣላ። መራሕቲ ኢትዮጵያ፡ ኬንያን ናይጀሪያን ንኣፍሪቃ ወኪሎም ኣብ ዋዕላ 7 ሓያላት ሃገራት ኣብ ጥልያን ይሳተፉ ኣለዉ። መኢኣድን ሰማያዊ ተቓወምቲ ዉድባት ኢትዮጵያ ን ኣተሓሕዛ እሱራት ኣብ ኢትዮጵያ ይኸሱ።ስርዓት ፈደራል ኢትዮጵያ እዋኑ ብዝጠልቦ ኩነታት ክዕረ ምሁራት ኣተሓሳሲቦም።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ጂቡቲ ብኣስታት 600 ሚሊዮን ዶላር ዘመናዊ ወደብ ትሃንጽ ኣላ። መራሕቲ ኢትዮጵያ፡ ኬንያን ናይጀሪያን ንኣፍሪቃ ወኪሎም ኣብ ዋዕላ 7 ሓያላት ሃገራት ኣብ ጥልያን ይሳተፉ ኣለዉ። መኢኣድን ሰማያዊ ተቓወምቲ ዉድባት ኢትዮጵያ ን ኣተሓሕዛ እሱራት ኣብ ኢትዮጵያ ይኸሱ።ስርዓት ፈደራል ኢትዮጵያ እዋኑ ብዝጠልቦ ኩነታት ክዕረ ምሁራት ኣተሓሳሲቦም።

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now