Eid Celebration (Million) Source: Eid Celebration (Million)ኣብ ኢትዮጵያ 25 ሚሊዮን ወይድማ ካብ ድምር ብዝሒ ኢትዮጵያ 33.9 ሚእታዊ ኣማኒ ሃይማኖት እስልምና እዩ። በዚ ድማ ኣብ ትሕቲ ሰሃራ ኣፍሪቃ ካብ ዘለዋ ሃገራት፡ ኢትዮጵያ ድሕሪ ናይጀሪያ ብዝሒ ኣመንቲ ዘለዉዋ ሃገር ኮይና ኣብ ካልኣይ ተርታ ትስራዕ። እቲ ኣብ መላእ ዓለም ዝተኸብረ ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ኣብ ከተማ መቐለ ከመይ ከምዝሓለፈ ልኡኽና ዘዳለዎ መደብ እንሆ።
ኣብ ኢትዮጵያ 25 ሚሊዮን ወይድማ ካብ ድምር ብዝሒ ኢትዮጵያ 33.9 ሚእታዊ ኣማኒ ሃይማኖት እስልምና እዩ። በዚ ድማ ኣብ ትሕቲ ሰሃራ ኣፍሪቃ ካብ ዘለዋ ሃገራት፡ ኢትዮጵያ ድሕሪ ናይጀሪያ ብዝሒ ኣመንቲ ዘለዉዋ ሃገር ኮይና ኣብ ካልኣይ ተርታ ትስራዕ። እቲ ኣብ መላእ ዓለም ዝተኸብረ ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ኣብ ከተማ መቐለ ከመይ ከምዝሓለፈ ልኡኽና ዘዳለዎ መደብ እንሆ።