SKIP TO MAIN CONTENT

ጉያ እግሪ ድሕሪ ለበዳ ኮቪድ-19 እቲ ዝበዝሐ ሰብ ዘዘውትሮ ስፖርት ኮይኑ ክወጽእ’ዩ

Haile Gebreselassie contributes toward fighting COVID-19 in Ethiopia
Source: World Athletics

ከዋኽብቲ ኣትለቲክስ ኤልየድ ኪፕቾገ፡ ቀነኒሳ በቀለ፡ ጆሽዋ ቸፕተገይን ጂዮፍሪ ካምዎሮርን ዝመጽእ ወርሒ ብቨርቿል/ምስሊ ኢነተርነት እናተራኣኣኻ ኣብ ዝካየድ ዓለምለኻዊ ውድድር ምቅብባል በትሪ ማራቶን ጋንታታት ክሳተፉ ምዃኖም ተፈሊጡ፡ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ኣዋርሕ ህይወት ደው ኢሉ ኩሉ ነገር ተዓጽዩ ኣብ ዝነበረሉ እዋን ኣትለቲክስ/ጉያ እግሪ ሓደ ካብ’ቶም ዝያዳ ተገዳስነት ዝፈጠሩን ተስፋ ዝህቡን ዓይነታት ስፖርት ኮይኑ ከምዝወጸ ተገሊጹ፡ ኢትዮጵያዊት ኣጥቃዒት ሎዛ ኣበራ ኣብ ሃገረ ማልታ ዝለዓለ ሽቶ ኣመዝጋቢት ኮይና እንተተሰለመት’ኳ ዝለዓለ ብቕዓታ ግን ኣብ መጻኢ ክረአ ምዃኑ ገሊጻ፡ ስፖርታዊ ዘቤታዊ ግጥማት ዓባይ ብሪጣንያ ካብ ሎሚ ሶኑይ ጀሚሮም ኣብ ዕጹው ማዕጾ ክካየዱ ከምዝኽእሉ መንግስቲ ዓባይ ብሪጣንያ ገሊጹ

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ከዋኽብቲ ኣትለቲክስ ኤልየድ ኪፕቾገ፡ ቀነኒሳ በቀለ፡ ጆሽዋ ቸፕተገይን ጂዮፍሪ ካምዎሮርን ዝመጽእ ወርሒ ብቨርቿል/ምስሊ ኢነተርነት እናተራኣኣኻ ኣብ ዝካየድ ዓለምለኻዊ ውድድር ምቅብባል በትሪ ማራቶን ጋንታታት ክሳተፉ ምዃኖም ተፈሊጡ፡ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ኣዋርሕ ህይወት ደው ኢሉ ኩሉ ነገር ተዓጽዩ ኣብ ዝነበረሉ እዋን ኣትለቲክስ/ጉያ እግሪ ሓደ ካብ’ቶም ዝያዳ ተገዳስነት ዝፈጠሩን ተስፋ ዝህቡን ዓይነታት ስፖርት ኮይኑ ከምዝወጸ ተገሊጹ፡ ኢትዮጵያዊት ኣጥቃዒት ሎዛ ኣበራ ኣብ ሃገረ ማልታ ዝለዓለ ሽቶ ኣመዝጋቢት ኮይና እንተተሰለመት’ኳ ዝለዓለ ብቕዓታ ግን ኣብ መጻኢ ክረአ ምዃኑ ገሊጻ፡ ስፖርታዊ ዘቤታዊ ግጥማት ዓባይ ብሪጣንያ ካብ ሎሚ ሶኑይ ጀሚሮም ኣብ ዕጹው ማዕጾ ክካየዱ ከምዝኽእሉ መንግስቲ ዓባይ ብሪጣንያ ገሊጹ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now