ወተሃደራት ቐጠር ካብ ዶብ ኤርትራን ጂቡቲን ወጺኦም፡ ጸቕጢ ኣብ ልዕሊ ቐጠር ይውስኽ
Eritrea (AFFP) Source: Eritrea (AFFP)
ኣንጻር ቐጠር ዝዓለመ ወተሃደራዊ ስጉምቲ ከምዘይውሰድ ሕ.ኢ.ዓረብ ገሊጻ፡ ፖለቲካዊን ዲፕሎምሲያዊ ጸቕጢ ግና ክገድድ እዩ። 450 ወተሃደራት ቐጠር ካብቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ጂቡቲን ዓሪዶሙሉ ዝነበረ ቦታ ወጺኦም።
Share
Eritrea (AFFP) Source: Eritrea (AFFP)
SBS World News