መበል 26 ወግዓዊ በዓል ናጽነት ኤርትራ ኣብ ኣስመራ ብክብ ዝበለ ስነስርዓት ተባዒሉ። ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝነብሩ ኤርትራዊያንውን ነቲ በዓል ኣኽቢሮሞ። ኣብዚ ኣብ መልበርን ዝነብሩ ኤርትራዊያንውን በዓል ናጽነት ኤርትራ ኣብዒሎም። ዝርዝር ጸብጻብ ካብ መደረ ፕረሲደንት ኤርትራን ቃል ገለ ነበርቲ መልበርን ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ።
Share
Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends