SKIP TO MAIN CONTENT

ሓጸርቲ ዜናታት ኢትዮጵያ ‘ዚ ሰሙን

China’s and Ethiopia’s foreign affairs Ministers  (UN)
China’s and Ethiopia’s foreign affairs Ministers (UN) Source: China’s and Ethiopia’s foreign affairs Ministers (UN)

ብምኽንያት ዝኽሪ ዕለት ሰማእታት ትግራይ 1421 ናይ ሕጊ እሱራት ብምሕረት ተፈቲሖም።ኢትዮጵያን ራሻን ብዛዕባ ኣጠቓቕማ ጸዓት ኣቶሚክ ናይ ዉዕል ስምም ዕፈሪመን፡፣ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ይፍጽሙ ኣለዉ፡፣ኢትዮጵያን ኬንያን ስግረ ዶብ ምሕዝነት ንምጥንኻር ተሰማሚዐን። ንጸጥታ ዶባተን ድማ 200 ሚሊዮን ዶላር ኣመሪካ መዲበን።

Published

By My Recording

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ብምኽንያት ዝኽሪ ዕለት ሰማእታት ትግራይ 1421 ናይ ሕጊ እሱራት ብምሕረት ተፈቲሖም።ኢትዮጵያን ራሻን ብዛዕባ ኣጠቓቕማ ጸዓት ኣቶሚክ ናይ ዉዕል ስምም ዕፈሪመን፡፣ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ይፍጽሙ ኣለዉ፡፣ኢትዮጵያን ኬንያን ስግረ ዶብ ምሕዝነት ንምጥንኻር ተሰማሚዐን። ንጸጥታ ዶባተን ድማ 200 ሚሊዮን ዶላር ኣመሪካ መዲበን።

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now