SKIP TO MAIN CONTENT

"ትግራይ ምሉእ ሃገር ናይ ምዃን እኹል ዓቕሚ ኣሎ" ካብ ኣመራርሓ ዉድብ ናጽነት ትግራይ ግርማይ በርሀ

Tigray Libration Party
Source: Supplied

ዉዱብ ነጻነት ትግራይ፡ ንልቢ መናእሰይ ተጋሩ ማሪኹ፡ ትግራይ ካብ ኢትዮጵያ ፈልዩ ናይ ገዛእ ርእሳ ሃገር ክትከውን ዝቃለስ ዉዱብ እዩ። ይከኣልዶ ይኸውን? ዕላል ምስ ካብ ኣመራርሓ እቲ ዉድብ ግርማይ በርሀ።


Published

By Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS


Skip to podcast episode content

ዉዱብ ነጻነት ትግራይ፡ ንልቢ መናእሰይ ተጋሩ ማሪኹ፡ ትግራይ ካብ ኢትዮጵያ ፈልዩ ናይ ገዛእ ርእሳ ሃገር ክትከውን ዝቃለስ ዉዱብ እዩ። ይከኣልዶ ይኸውን? ዕላል ምስ ካብ ኣመራርሓ እቲ ዉድብ ግርማይ በርሀ።


 


ኣብዚ ትሕዝቶ፡

  • ትግራይ ኣብ ምንታይ ተመርኲሳ እያ ገዛእ ርእሳ ዝኸኣለት ሃገር ክትከውን ዝሕሰብ ዘሎ
  • እዚ ሕቶ ምንጻል ኣብዝሓለፉ 27 ዓመታት ዘይተላዕለ ሕቶ ንምንታይ ኣብዚ እዋን ይለዓል ኣሎ?
  • ህዝቢ ትግራይ ምሉእ ብምሉእ ነጻ ሃገር እዩ ዝደሊ ዝበሃል ብምንታይ መለክዒ እዩ?
  • መዓስን ብኸመይን እዩ እዚ ዝበሃል ዘሎ ክትግበር?

 


Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now