SKIP TO MAIN CONTENT

2ሺሕ ሰባት ኣብ ሓደ መዓልቲ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ካብ ምጥሓል ዲሒኖም

Recently rescued migrants at a base in Libya (AAP)
Recently rescued migrants at a base in Libya (AAP) Source: Recently rescued migrants at a base in Libya (AAP)

ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ሓንቲ መዓልቲ ካብ 22 ጃላቡ ልዕሊ ክልተ ሽሕ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ካብ ምጥሓል ድሒኖም። እዚ ዝመጽእ ዘሎ ኣውሮጳ ኣንጻር መሰጋገርቲ ንምቅላስን ብዘይሕጋዊ መገዲ ንዝስደዱ ንምግታእን ንሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ሓገዝ ድሕሪ ምሃባ እዩ።ብዘይካዚ ኣብዝሓለፈ ክልተ ዓመታት ልዕሊ 300 ሽሕ ቆልዑ ናብ ስደት ዘምርሑ ኮይኖም፡ ብዙሓት ካብኣቶም ናብ ምንዝርናን ባርነትን ከምተቓልዑ ተገሊጹ።

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ሓንቲ መዓልቲ ካብ 22 ጃላቡ ልዕሊ ክልተ ሽሕ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ካብ ምጥሓል ድሒኖም። እዚ ዝመጽእ ዘሎ ኣውሮጳ ኣንጻር መሰጋገርቲ ንምቅላስን ብዘይሕጋዊ መገዲ ንዝስደዱ ንምግታእን ንሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ሓገዝ ድሕሪ ምሃባ እዩ።ብዘይካዚ ኣብዝሓለፈ ክልተ ዓመታት ልዕሊ 300 ሽሕ ቆልዑ ናብ ስደት ዘምርሑ ኮይኖም፡ ብዙሓት ካብኣቶም ናብ ምንዝርናን ባርነትን ከምተቓልዑ ተገሊጹ።

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now