SKIP TO MAIN CONTENT

ደገፍ መንግስቲ ንስድራቤታት ካብ ግብሪ (family tax benefit)

[Family/Getty Images]
[Family/Getty Images] Source: [Family/Getty Images]

ክብሪ መነባብሮ ንብዙሓት ስድራቤታት ኣውስትራሊያዊያን ጸቕጢ ዝፈጥር ዘሎ ጉዳይ እዩ። ፈደራል መንግስቲ ንስድራቤታት ንምሕጋዝ ከም ፋሚሊ ታክስ በነፊት (family tax benefit) ኣመሰሉ ደገፍ ይህብ እዩ፡ ካብዚ ካብ ግብሪ ንስድራቤታት ዝግበር ደገፍ ይግባኣኩም እንተኾይኑ ንምፍላጥን ካብ ሓደ ሓምለ ዝተኣታቶ ለውጢታትን ንምፍላጥ ነዚ መልጎም ብምጥዋቕ ክትሰምዑ ትኽእሉ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ክብሪ መነባብሮ ንብዙሓት ስድራቤታት ኣውስትራሊያዊያን ጸቕጢ ዝፈጥር ዘሎ ጉዳይ እዩ። ፈደራል መንግስቲ ንስድራቤታት ንምሕጋዝ ከም ፋሚሊ ታክስ በነፊት (family tax benefit) ኣመሰሉ ደገፍ ይህብ እዩ፡ ካብዚ ካብ ግብሪ ንስድራቤታት ዝግበር ደገፍ ይግባኣኩም እንተኾይኑ ንምፍላጥን ካብ ሓደ ሓምለ ዝተኣታቶ ለውጢታትን ንምፍላጥ ነዚ መልጎም ብምጥዋቕ ክትሰምዑ ትኽእሉ።

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now