SKIP TO MAIN CONTENT

“ዓወት ማክሮን፡ ፍሽለት ገርት ዊልደርስን ኖርበርት ሆፈርን ኣመታቱ ንካልኦት ምርጫታት ኣብ ኣውሮጳ" ዛዕባ ሎሚ

Emmanuel Macron declares victory in Paris after the second round of French presidential elections (AAP)
Emmanuel Macron declares victory in Paris after the second round of French presidential elections (AAP) Source: Emmanuel Macron declares victory in Paris after the second round of French presidential elections (AAP)

ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዝተገብረ ምርጫ ኢማኑወል ማክሮን ብዓብላሊ ድምጺ ምምራጹ ንሕብረት ኣውሮጳ ዓወት ምዃኑ ተንተንቲ ይገልጹ። ኣብ መላእ ኣውሮጳ ፍሉያት ኢና ብዝብሉ ናይ ዓብላልነት ስምዒት እናዓበየ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን፡ ሕብረት ኣውሮጳ ከይፈርስ ክስጋእ እዩ ጸኒሑ። ን ዓወት ማክሮን ኣብ ፈረንሳ፡ ንፍሽለት ገርት ዊልደርስ ኣብ ነዘርላንድስን ኖርበርት ሆፈር ኣብ ኦስትሪያን፡ ስዒቡ መጻኢ ኣንገላ መርከልን ኢጣሊያዊ መንእሰይ መተዮ ረንዚን ከመይ ክመስልዩ? ዛዕባ ሎሚ ነዚ ፖለቲካ ኣውሮጳ ክትንትንዩ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዝተገብረ ምርጫ ኢማኑወል ማክሮን ብዓብላሊ ድምጺ ምምራጹ ንሕብረት ኣውሮጳ ዓወት ምዃኑ ተንተንቲ ይገልጹ። ኣብ መላእ ኣውሮጳ ፍሉያት ኢና ብዝብሉ ናይ ዓብላልነት ስምዒት እናዓበየ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን፡ ሕብረት ኣውሮጳ ከይፈርስ ክስጋእ እዩ ጸኒሑ። ን ዓወት ማክሮን ኣብ ፈረንሳ፡ ንፍሽለት ገርት ዊልደርስ ኣብ ነዘርላንድስን ኖርበርት ሆፈር ኣብ ኦስትሪያን፡ ስዒቡ መጻኢ ኣንገላ መርከልን ኢጣሊያዊ መንእሰይ መተዮ ረንዚን ከመይ ክመስልዩ? ዛዕባ ሎሚ ነዚ ፖለቲካ ኣውሮጳ ክትንትንዩ።

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now