SKIP TO MAIN CONTENT

" ናባና እንተዘይወጊንክን ጸላእትና ኢኽን" ሃገራት ዓረብ ንሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ።

Saudis, allies issue Qatar-linked 'terrorism' list | SBS News
Saudis, allies issue Qatar-linked 'terrorism' list | SBS News Source: Saudis, allies issue Qatar-linked 'terrorism' list | SBS News

ኣብዚ ቀረባ ኣዋን፡ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ብመሪሕነት ስዑድ ዓረብ፡ ንቐጠር ኣሸበርቲ ትምውል ከምኡ'ውን ምስ ቀንዲ መተሃላልኽቲ ሱዑድ ዓረብ ዝኾነት ኢራን 'ትተሓጋገዝ እያ' ዝብል ክሲታት ብምቕራብ ምስታ ሃገር ዝጸንሐን ዲፕሎማስያዊ ምትእስሳር ከምዝበተኻ ይፍለጥ። እቲ ቅልውላው ካብዚ ዘለዎ እንተብኢሱ ድማ ኣብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣዝዩ ዘሰንብድ ሳዕቤናት ከኸትል ከምዝኽእል ተንተንቲ ፖለቲካ ይእምቱ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብዚ ቀረባ ኣዋን፡ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ብመሪሕነት ስዑድ ዓረብ፡ ንቐጠር ኣሸበርቲ ትምውል ከምኡ'ውን ምስ ቀንዲ መተሃላልኽቲ ሱዑድ ዓረብ ዝኾነት ኢራን 'ትተሓጋገዝ እያ' ዝብል ክሲታት ብምቕራብ ምስታ ሃገር ዝጸንሐን ዲፕሎማስያዊ ምትእስሳር ከምዝበተኻ ይፍለጥ። እቲ ቅልውላው ካብዚ ዘለዎ እንተብኢሱ ድማ ኣብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣዝዩ ዘሰንብድ ሳዕቤናት ከኸትል ከምዝኽእል ተንተንቲ ፖለቲካ ይእምቱ።

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now