SKIP TO MAIN CONTENT

ዜናታት ካብ ኢትዮጵያ

Hailemariam and Natanyahu (Tsegay)
Hailemariam and Natanyahu (Tsegay) Source: Hailemariam and Natanyahu (Tsegay)

ናይ ዝመጽእ ዓመት ባጀቱ 320.8 ቢሊዮን ብር ክኸውን መንግስቲ ኢትዮጵያ ንፓርላማ እታ ሃገር እማመ ኣቕሪቡ። ኣማኢት ኣሻሓት ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት ካብ ሱዕዲ ዓረብ ዝሰጎጉሉ ናይ ግዜ ገደብ እናተወደኣ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን ስጉምቲ ከይውሰዶም ይሰግኡ።መራሕቲ ኢትዮጵያን እስራኤልን ኣብ የሩሳሌም ዘትዮም፡ ስምምዓት ተፈራሪሞም።ኣብ ኢትዮጵያ ተቛሪጹ ዝቐነየ ኣገልግሎት ኢንተርነት ጀሚሩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ናይ ዝመጽእ ዓመት ባጀቱ 320.8 ቢሊዮን ብር ክኸውን መንግስቲ ኢትዮጵያ ንፓርላማ እታ ሃገር እማመ ኣቕሪቡ። ኣማኢት ኣሻሓት ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት ካብ ሱዕዲ ዓረብ ዝሰጎጉሉ ናይ ግዜ ገደብ እናተወደኣ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን ስጉምቲ ከይውሰዶም ይሰግኡ።መራሕቲ ኢትዮጵያን እስራኤልን ኣብ የሩሳሌም ዘትዮም፡ ስምምዓት ተፈራሪሞም።ኣብ ኢትዮጵያ ተቛሪጹ ዝቐነየ ኣገልግሎት ኢንተርነት ጀሚሩ።

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now