ሓጸርቲ ዜናታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።
ኣብዚ ዜና፥
- ኣምባሳደር ዓብደላ ሙሳ ሓድሽ ኣማሓዳሪ ዞባ ዓንሰባ ኮይኑ
- ፀገም ጽሩይ ዝስተማይ ከተማ ናቕፋ ተፈቲሑ
- ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ማእከል መወሸቢ እንከላ ዝወለደት ኣደ ድሕሪ ቁሩብ መዓልታት ብሰንኪ ኮሮናቫይረስ ዓሪፋ
- ኣብ ትግራይ ጾታዊ መጥቃዕቲ ናብ ዘሰክፍ ኩነታት የምርሕ
- ዝበዝሑ ተጋሩ ዝርከቡዎም ስደተኛታት ኢትዮጵያ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኣፍሞት ከም ዝርከቡ ይገልጹ።
- ሱዳን: ግድብ ህዳሴ ኢትዮጵያ ማይ ምምላእ ከይጅምር ዝብል ደብዳበ ናብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ልኢኻ።
Share






