ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ትግራይ ናብ ክልለይ ዝኣትዉ ፖለቲከኛታት ብመንግስቲ ፌደራል ይዕፈኑ ኣለዉ ኢላ ትኸስስ ብጎንደር ኣብ ዘሎ መዳወቢ ኣብ ሞንጎ ዕጡቓት ሱዳንን ኢትዮጵያን ልውውጥ ተኹሲ ተኻይዱ። ኤርትራ መበል 29 ዓመት ጽምብል ናጽነት ንምክት ንስጉም ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ክተጸምብል ትሸባሸብ ። ኣብ መቐለ ሓደ መንእሰይ ብፖሊስ ተቐቲሉ ካልኦት ቁጽሮም ዘይተፈልጠ ’ውን ከም ዝቖሰሉ ተገሊጹ።
Share






