Source: Tigray SMኣርእስታት ጸብጻብ፥ ሓዱሽ ምሕደራዊ ውደባ አጓንዩና ዝበሉ ነበርቲ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ መገዲ ብምፅጻው፣ ወረዳ ይወደበልና ዝርከቡዎም ሕቶታት ዝሓዙ ነበርቲ ደቡባዊ ምብራቕ ትግራይ ሰላማዊ ሰልፊ ብምክያድ ቁጠዐን ቅሬታኦምን አስሚዖም። 4 ማዕኸናት ሓበሬታ ፌደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ናዕቢ ተወሊዑ፣ መንግስቲ ፌደራል ክኣቱ መጸዋዕታ ቀሪቡ ኢለን ዝጸብጸብኦ ዜና ናይ ሓሶት ሓበሬታ እዩ ክብል መንግስቲ ክልል ትግራይ ነጺጉዎ። ካብ ወርሒ ጥሪ ክሳብ 24 መጋቢት 2020 ዓ.ም ልዕሊ 9000 ኤርትራውያን ናብ ኢትዮጵያ ከም ዝኣተዉ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ኣብ ኢትዮጵያ ብጠንቂ ኮሮናቫይስ ህይወቱ ናይ ዝሓለፈ ሰብ ስድራቤታት ከጽናዕንዑ ኮፍ ዘባሃሉ 30 ሰባት ግዳያት እቲ ቫይረስ ኮኖም ተባሂሉ። ኣሃዝ ኣብ ኢትዮጵያ ኮሮናቫይረስ ዝለኸፎም ሰባት 731 በጺሑ ኣስታት 40 ካብ ትግራይ እዮም ክብል ሚንስትሪ ጥዕና እታ ሃገር ሓቢሩ።
ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ሓዱሽ ምሕደራዊ ውደባ አጓንዩና ዝበሉ ነበርቲ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ መገዲ ብምፅጻው፣ ወረዳ ይወደበልና ዝርከቡዎም ሕቶታት ዝሓዙ ነበርቲ ደቡባዊ ምብራቕ ትግራይ ሰላማዊ ሰልፊ ብምክያድ ቁጠዐን ቅሬታኦምን አስሚዖም። 4 ማዕኸናት ሓበሬታ ፌደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ናዕቢ ተወሊዑ፣ መንግስቲ ፌደራል ክኣቱ መጸዋዕታ ቀሪቡ ኢለን ዝጸብጸብኦ ዜና ናይ ሓሶት ሓበሬታ እዩ ክብል መንግስቲ ክልል ትግራይ ነጺጉዎ። ካብ ወርሒ ጥሪ ክሳብ 24 መጋቢት 2020 ዓ.ም ልዕሊ 9000 ኤርትራውያን ናብ ኢትዮጵያ ከም ዝኣተዉ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ኣብ ኢትዮጵያ ብጠንቂ ኮሮናቫይስ ህይወቱ ናይ ዝሓለፈ ሰብ ስድራቤታት ከጽናዕንዑ ኮፍ ዘባሃሉ 30 ሰባት ግዳያት እቲ ቫይረስ ኮኖም ተባሂሉ። ኣሃዝ ኣብ ኢትዮጵያ ኮሮናቫይረስ ዝለኸፎም ሰባት 731 በጺሑ ኣስታት 40 ካብ ትግራይ እዮም ክብል ሚንስትሪ ጥዕና እታ ሃገር ሓቢሩ።