SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ከቢድ ሓደጋ ዝርከቡ ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት ካብ የመንን ስዑድያን ናብ ዓዶም ክምለሱ ይምሕጸኑ። (ጸብጻብ)

SBS Tigrinya News
Source: HRW

ሓጸርቲ ጸብጻብ፥ ሱዳን ንሓሳብ ኢትዮጵያ ኣብ ምምላእ ግድብ ህዳሴ ትነጽጎ። ኤርትራ ካብቶም 39 ብኮሮናባይረስ ሓሚሞም ዝነበሩ ሰባት እቶም 38 ስለዝሓወዩላ ኣዋጅ ኣብ ገዛ ምውዓል ይልሕልሕ። ኣብ ኢትዮጵያ ለበዳ ኮሮናቫይስ ይገድድ ኣሎ። ዛጊት 263 ሰባት ሓሚሞም ካብኣቶም እቶም 8 ኣብ ትግራይ ዝተረኽቡ እዮም። ኣብ ከቢድ ሓደጋ ዝርከቡ ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት ካብ የመንን ስዑድያን ናብ ዓዶም ክምለሱ ይምሕጸኑ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሓጸርቲ ጸብጻብ፥ ሱዳን ንሓሳብ ኢትዮጵያ ኣብ ምምላእ ግድብ ህዳሴ ትነጽጎ። ኤርትራ ካብቶም 39 ብኮሮናባይረስ ሓሚሞም ዝነበሩ ሰባት እቶም 38 ስለዝሓወዩላ ኣዋጅ ኣብ ገዛ ምውዓል ይልሕልሕ። ኣብ ኢትዮጵያ ለበዳ ኮሮናቫይስ ይገድድ ኣሎ። ዛጊት 263 ሰባት ሓሚሞም ካብኣቶም እቶም 8 ኣብ ትግራይ ዝተረኽቡ እዮም። ኣብ ከቢድ ሓደጋ ዝርከቡ ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት ካብ የመንን ስዑድያን ናብ ዓዶም ክምለሱ ይምሕጸኑ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now