መንግስቲ ክታበት ምስ ክፍሊታት ቤተሰብ ካብ ዘተሓሕዞ ንደሓር መጠን ክታበት ኣውስትራልያ እናዛየደ ምኻዱ ኣየቋረጸን። እንተኾነ ግን መጠናት ክታበትን ፖሊሲታቱን ካብ ግዝኣት ናብ ግዝኣት፡ ካብ ምምሕዳራዊ ዶባት ናብ ምምሕዳራዊ ዶባት ፍልልይ ኣለዎ። ክኢላታት ከኣ ሓደ ሃገራዊ ዝኾነ ሜላ/ስትራተጂ ክታበት ክህሉ ይጽውዑ።
Share

Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends

