Kevin Rudd … moments before his 2008 apology (AAP) Source: Kevin Rudd … moments before his 2008 apology (AAP)ብዛዕባ ቆልዑ ኣቦርጂንን ቶረስን ብጸዓዱ ብሓይሊ ካብ ወለዶም ክምዝዑ ዝመርመረ ሪፖርት ካብ ዝቐርብ ሎሚ 20 ዓመቱ ኣቒኡጺሩ ኣሎ። ናብ ገዛኦም ምለስዎም ዝብል ሪፖርት ነቲ ምስዝተሰርቁ ወለዶ stolen generations ዝወረዶም ኣደራዕ ህይወት ንምፍታሕ ኣብ ዝግበር ጻዕሪ ዓቢ እጃም ዝገበረ ሪፖርት እዩ።እንተኾነ ማሕበረሰብ ደቀባት ኣውስትራሊያ ከምዝኸስዎ እቲ ጸብጻብ ካብ ዘቃልዕ 20 ዓመታት እኳ እንተኣቑጸረ ኣውስትራሊያ ነቲ ኩነታት ንምምሕያሽ ዉሑድ ስጉምቲ ጥራይ እያ ከይዳ። ንዝርዝር ትሕዝቶ ኣብዚ ጠውቑ።
ብዛዕባ ቆልዑ ኣቦርጂንን ቶረስን ብጸዓዱ ብሓይሊ ካብ ወለዶም ክምዝዑ ዝመርመረ ሪፖርት ካብ ዝቐርብ ሎሚ 20 ዓመቱ ኣቒኡጺሩ ኣሎ። ናብ ገዛኦም ምለስዎም ዝብል ሪፖርት ነቲ ምስዝተሰርቁ ወለዶ stolen generations ዝወረዶም ኣደራዕ ህይወት ንምፍታሕ ኣብ ዝግበር ጻዕሪ ዓቢ እጃም ዝገበረ ሪፖርት እዩ።እንተኾነ ማሕበረሰብ ደቀባት ኣውስትራሊያ ከምዝኸስዎ እቲ ጸብጻብ ካብ ዘቃልዕ 20 ዓመታት እኳ እንተኣቑጸረ ኣውስትራሊያ ነቲ ኩነታት ንምምሕያሽ ዉሑድ ስጉምቲ ጥራይ እያ ከይዳ። ንዝርዝር ትሕዝቶ ኣብዚ ጠውቑ።