“ነቲ ዘለኒ ሓለፋዊ ዝምድናታት ተጠቒመ እዚ ኲናት’ዚ ቀልጢፉ ደው ንኽብል ምስሓለፍቲ ዉድባትን መንግስታትን እዘራረብ ኣለኹ።” 2ይ ክፋል ቃለ መሕትት ምስ ኣምባሳዶር ዓንደብርሃን

Source: SBS
ኣብዚ ካል ኣይ ክፋል ቃለ መሕትት፡ ብዛዕባ ዝኸይድ ዘሎ ኲናትን ኣብቲ ዞባ ከምጽ ኦ ብዛዕባ ዝኽእል ሳዕቤን፡ ዝምድናታት መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ መጻኢ ዶባትን ካልእን።
Share
Source: SBS
SBS World News