SKIP TO MAIN CONTENT

“ማክሮን፡ ካብ ተመሃራይ ስነጥበብን ምስ ክንዲ ኣዲኡ ትኸውን ምምርዓዉን፡ ናብ ፍቱው ፕረሲደንት ፈረንሳ” ትንታነ ምስ ሳባ ኪዳነ

Saba Kidane
Saba Kidane Source: Saba Kidane

ኣብ ፈረንሳ ካብትጽቢት ብዙሓት ወጻኢ ዝኾነ ብዕድመ ዝነኣሰን ፍሉይ ኣረኣእያን ዘለዎ ሓዲሽ ፕረሲደንት ተመሪጹ፡ ኣሎ:: ኢማኑወል ማክሮን፡ ነታ ብዕድመ ክንዲ ኣዲኡ ምስ እትኾኖ ካብ ሓዳራ ኣፋቲሑ ንደቃ ኣእሚኑ ክምርዓዋ ምኽኣሉ ጥራይ ኣይኮነን መዛረቢ ዛዕባ ኮይኑ ዘሎ። ነቲ ሕሉፍ የማናዊያን እዚ ምርጫ ናትና እዩ ኢሎም ክምክሑ ጸኒሖም ጋሻ ንፖለቲካ ዝኾነ መንእሰይ ብዓብላሊ ድምጺ ተመሪጹ ንፈረንሳን ንዓለምን ሃህ ኣቢልዋ ኣሎ። ብዛዕባዚ ዘደንቕ ሰብን ምርጫ ፈረንሳን ብቐረባ ክትከታተሎ ምስ ዝጸንሐት ጸሓፊት ሳባ ኪዳነ ትንታነ ሂባትና ኣላ እንሆ፡

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ፈረንሳ ካብትጽቢት ብዙሓት ወጻኢ ዝኾነ ብዕድመ ዝነኣሰን ፍሉይ ኣረኣእያን ዘለዎ ሓዲሽ ፕረሲደንት ተመሪጹ፡ ኣሎ:: ኢማኑወል ማክሮን፡ ነታ ብዕድመ ክንዲ ኣዲኡ ምስ እትኾኖ ካብ ሓዳራ ኣፋቲሑ ንደቃ ኣእሚኑ ክምርዓዋ ምኽኣሉ ጥራይ ኣይኮነን መዛረቢ ዛዕባ ኮይኑ ዘሎ። ነቲ ሕሉፍ የማናዊያን እዚ ምርጫ ናትና እዩ ኢሎም ክምክሑ ጸኒሖም ጋሻ ንፖለቲካ ዝኾነ መንእሰይ ብዓብላሊ ድምጺ ተመሪጹ ንፈረንሳን ንዓለምን ሃህ ኣቢልዋ ኣሎ። ብዛዕባዚ ዘደንቕ ሰብን ምርጫ ፈረንሳን ብቐረባ ክትከታተሎ ምስ ዝጸንሐት ጸሓፊት ሳባ ኪዳነ ትንታነ ሂባትና ኣላ እንሆ፡

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now