SKIP TO MAIN CONTENT

ትንታነ ዜና ምስ ሳልሕ ጋዲ ጆሃር

SaleH Gadi Johar
SaleH Gadi Johar Source: SaleH Gadi Johar

ልዕሊ ሓሙሽተ ሃገራት ጋልፍ፡ ምስ ቐጠር ዘለወን ዲፕሎማሲያዊ ዝምድና በቲኸን ይርከባ። ድሕረ ባይታ ናይዚ ቅልውላው'ዚ ከመይ ይመስል? ኣብ ዓለምን ኣብቲ ዞባን ዘምጽኦ ፖለቲካዊ ለውጢ፡ ኣብ ሃገራት ኣዕራብ ዝነብሩ ስደተኛታት ብኸመይ ክጸልዎም እዩ? ዝብሉን ካልእ ነጥቢታትን ንምፍላጥ ብዛዕባ ኣብ ማእከላይ ምብራቕን ቀርኒ ኣፍሪቃን ዝትንትን ሳልሕ ጋዲ ጆሃር መብርሂ ሂቡና ኣሎ።ኣብዚ ብምጥዋቕ ክስማዕ ይከኣልዩ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ልዕሊ ሓሙሽተ ሃገራት ጋልፍ፡ ምስ ቐጠር ዘለወን ዲፕሎማሲያዊ ዝምድና በቲኸን ይርከባ። ድሕረ ባይታ ናይዚ ቅልውላው'ዚ ከመይ ይመስል? ኣብ ዓለምን ኣብቲ ዞባን ዘምጽኦ ፖለቲካዊ ለውጢ፡ ኣብ ሃገራት ኣዕራብ ዝነብሩ ስደተኛታት ብኸመይ ክጸልዎም እዩ? ዝብሉን ካልእ ነጥቢታትን ንምፍላጥ ብዛዕባ ኣብ ማእከላይ ምብራቕን ቀርኒ ኣፍሪቃን ዝትንትን ሳልሕ ጋዲ ጆሃር መብርሂ ሂቡና ኣሎ።ኣብዚ ብምጥዋቕ ክስማዕ ይከኣልዩ።

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now