SKIP TO MAIN CONTENT

“ናጽነት እንታይ ማለት’ዩ? ኢልና ሕቶ ኣብ ‘ንሓተሉ እዋን ኢና በጺሕና ዘለና።” ሻም ገብርሄት

Sham Gebrhiet
Sham Gebrhiet Source: Sham Gebrhiet

ሻም ገብርሄት፡ ኣብ ሳሕል ተወሊዱ ሎሚ ምስቶም ኣብ ኲናት ዝሰንከሉ ተጋደልቲ ኣቦኡን ኣደኡን ኣብ ስደት ዝነብር ዘሎ መንእሰይ እዩ። ብፖለቲካዊ ፍልስፍና ናይ ዩኒቨርሲቲ ትምህርቲ ተማሂሩ፡ ኣብ ዝተፈላለዩ መዲያታት ጽሑፋት ዘበርክት ዘሎ ኮይኑ፡ ምስ ሓሳብን ኣተሓሳስባን መንእሰያት ዝተኣሳሰር ዕላል ኣዕሊሉና ኣሎ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሻም ገብርሄት፡ ኣብ ሳሕል ተወሊዱ ሎሚ ምስቶም ኣብ ኲናት ዝሰንከሉ ተጋደልቲ ኣቦኡን ኣደኡን ኣብ ስደት ዝነብር ዘሎ መንእሰይ እዩ። ብፖለቲካዊ ፍልስፍና ናይ ዩኒቨርሲቲ ትምህርቲ ተማሂሩ፡ ኣብ ዝተፈላለዩ መዲያታት ጽሑፋት ዘበርክት ዘሎ ኮይኑ፡ ምስ ሓሳብን ኣተሓሳስባን መንእሰያት ዝተኣሳሰር ዕላል ኣዕሊሉና ኣሎ።

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now