SKIP TO MAIN CONTENT

ተቓዉሞ ኣብ ዉሽጢ ኣስመራ፡ እዋናዊ ዘተ

Asmara
Conversation on Asmara's unrest Source: SBS Tigrinya

ክንከታተሎ ከምዝወዓልና ኣብ ከተማ ኣስመራ ንቡር ዘይኮነ ሰላማዊ ሰልፊ ክግበር እንተታኻእለ እኳ ሓይሊታት ኤርትራ ብከቢድ ተኹሲ ንሰልፈኛታት በቲኖሞ። ምኽንያት መንግስቲ ምስ ቤት ትምህርቲ ዲያእ ኣል እስላሚያ ናይ ኣኽሪያ ብዝገበሮ ምትእትታው ወለዲን ተመሃሮን እታ ቤት ትምህርቲ ዘጉሃየ ንሓጂ ሙሳ መሓመድኑር ምስ ኣሰረ ዝሰዓበ ኩነታት እዩ። ነዚ ምኽንያት ብምግባር ንኣቶ ሙስጦፋ ለስዳይን ቀሺ ማርቆስ ደባስን ር እይቶም ሂቦሙና ኣለዉ። ሚኢኒስቴር ዜና ኤርትራ እዚ ናይ ሓደ ቤት ትምህርቲ ተቓዉሞ ጥራይ ኢዩ ክብል ገሊጽዎ፡ ከምኡ ድዩ እቲ ሓቂ? እዚ ዝቐነየ ተቓዉሞታት ሃይማኖታዊ ተቓዉሞ ዲዩ ክንዩኡ ዝኸይድ እዩ? ኣብ ሃይማኖት ክርስትና ብፍላይ ኣብ ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተመሳሳሊ ተቓኡሞ ኣሎ ድዩ? ኣመት እዚ ዝተራእየ ተቓዉሞ ናበይ ገጹ እዩ? ካል እ ሕቶታትን ዘትዮም ኣለዉ።

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ክንከታተሎ ከምዝወዓልና ኣብ ከተማ ኣስመራ ንቡር ዘይኮነ ሰላማዊ ሰልፊ ክግበር እንተታኻእለ እኳ ሓይሊታት ኤርትራ ብከቢድ ተኹሲ ንሰልፈኛታት በቲኖሞ። ምኽንያት መንግስቲ ምስ ቤት ትምህርቲ ዲያእ ኣል እስላሚያ ናይ ኣኽሪያ ብዝገበሮ ምትእትታው ወለዲን ተመሃሮን እታ ቤት ትምህርቲ ዘጉሃየ ንሓጂ ሙሳ መሓመድኑር ምስ ኣሰረ ዝሰዓበ ኩነታት እዩ። ነዚ ምኽንያት ብምግባር ንኣቶ ሙስጦፋ ለስዳይን ቀሺ ማርቆስ ደባስን ር እይቶም ሂቦሙና ኣለዉ። ሚኢኒስቴር ዜና ኤርትራ እዚ ናይ ሓደ ቤት ትምህርቲ ተቓዉሞ ጥራይ ኢዩ ክብል ገሊጽዎ፡ ከምኡ ድዩ እቲ ሓቂ? እዚ ዝቐነየ ተቓዉሞታት ሃይማኖታዊ ተቓዉሞ ዲዩ ክንዩኡ ዝኸይድ እዩ? ኣብ ሃይማኖት ክርስትና ብፍላይ ኣብ ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተመሳሳሊ ተቓኡሞ ኣሎ ድዩ? ኣመት እዚ ዝተራእየ ተቓዉሞ ናበይ ገጹ እዩ? ካል እ ሕቶታትን ዘትዮም ኣለዉ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now