SKIP TO MAIN CONTENT

ቃልሲን ናጽነትን ህዝቢ ኤርትራ

Yonas
Yonas Source: Yonas

ኤርትራ፡ ናጽነታ ንመበል 26 ዓመት፡ ኣብዚ ሰሙን ኣኽቢራ። ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ነዛ ምብራቕ ኣፍሪቃዊት ሃገር፡ ዲሞክራሲ ብዘይምትእትታዋ፡ ናጽነት ናይ ሚድያ ብምዕፋና፡ ከምኡ'ውን ብእተተግብሮ ገደብ ኣልቦ ዝኾነ ፖሊሲ ግዱድ ዕስክርና፡ ክቕፍዋ እዮም ዝስትውዓሉ። እንተኾነ መንግስቲ ኤርትራ፡ ኣብ ዉሽጢ ሃገርን ኣብ ወጻኢን፡ ገዚፍ ጽንብላት ክውድብ እዩ፡ ዝስትውዓል።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኤርትራ፡ ናጽነታ ንመበል 26 ዓመት፡ ኣብዚ ሰሙን ኣኽቢራ። ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ነዛ ምብራቕ ኣፍሪቃዊት ሃገር፡ ዲሞክራሲ ብዘይምትእትታዋ፡ ናጽነት ናይ ሚድያ ብምዕፋና፡ ከምኡ'ውን ብእተተግብሮ ገደብ ኣልቦ ዝኾነ ፖሊሲ ግዱድ ዕስክርና፡ ክቕፍዋ እዮም ዝስትውዓሉ። እንተኾነ መንግስቲ ኤርትራ፡ ኣብ ዉሽጢ ሃገርን ኣብ ወጻኢን፡ ገዚፍ ጽንብላት ክውድብ እዩ፡ ዝስትውዓል።

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now