SKIP TO MAIN CONTENT

ኢጣልያ ጠለብ ሓገዝ ንቅልውላው ስደተኛታትን መጠንቀቕታን ኣቕሪባ!

Migrants wait to disembark in Salerno, Italy.
Migrants wait to disembark in Salerno, Italy. Source: AAP

ሚኒስተራት ውሽጣዊ ጉዳያት ሃገራት ፈረንሳ፡ ጀርመንን ኢጣልያን ቅልውላው ስደተኛታትን መጻእትን ኤውሮጳ ዝእለየሉ መንገድታት ንምድላይ ኣብ ከተማ ፓሪስ ህጹጽ ዝርርብ የካይዱለዉ። ምስ ምብጻሕ/ምስጋር 80፡000 ስደተኛታት ናብ ኢጣልያ ኣብዚ ዓመት ጥራይ፡ እታ ሃገር ነቲ ብዝሒ ክትዳረጎ/ክትጻወሮ ከምዘይትኽእል መጠንቀቕታ ድሕሪ ምሃብ ንመስርሕ ኣድሕን ጃልባታትን መራኽብን ክፉት ዝነበረ ዶባታ ክትዓጹ ምዃና ኣጠንቂቓላ።

Published

By SBS Tigriinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሚኒስተራት ውሽጣዊ ጉዳያት ሃገራት ፈረንሳ፡ ጀርመንን ኢጣልያን ቅልውላው ስደተኛታትን መጻእትን ኤውሮጳ ዝእለየሉ መንገድታት ንምድላይ ኣብ ከተማ ፓሪስ ህጹጽ ዝርርብ የካይዱለዉ። ምስ ምብጻሕ/ምስጋር 80፡000 ስደተኛታት ናብ ኢጣልያ ኣብዚ ዓመት ጥራይ፡ እታ ሃገር ነቲ ብዝሒ ክትዳረጎ/ክትጻወሮ ከምዘይትኽእል መጠንቀቕታ ድሕሪ ምሃብ ንመስርሕ ኣድሕን ጃልባታትን መራኽብን ክፉት ዝነበረ ዶባታ ክትዓጹ ምዃና ኣጠንቂቓላ።

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now