Dr. Andeberhan Woldegiorgis Source: SBS Tigrinyaኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ: ሓደ ካብ መስረቲ ማእከላይ ሽማግለ ህ.ግ.ሕ.ኤ፡ ፕረሲደንት ዩኒቨርስቲ ኣስመራ፡ ኣማሓዳሪ ባንክ ኤርትራ፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣወሃሃዲ ዓቃብ ሰላም ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ክሳብ ንመንግስቲ ኤርትራ ራሕሪሑ ዝወጽእ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሕብረት ኣውሮጳን ዝነበረን'ዩ። ኣብዚ እዋን ኣብ ናይ በልጂየም ዩኒቨርሲቲ ተመራማሪን ኣብ ዝተፈላለዩ ኣህጉራዊ ጉዳያት ኣማኻርን እዩ። ኣብ ኣውስትራሊያ ሓጺር ምብጻሕ ገርይርሉ ኣብ ዝነበረ እዋን ምስ ሬድዮ ኤስ.ቢ.ኤስ ብዛዕባ ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራ ዝገበሮ ቃለ መሕትት ምሉእ ትሕዝቶ (ቅድሚ ሕጂ ኣብ ክልተ ክፋላት ኣቕሪብናዮ ዝነበርና ብጠለብ ሰማዕቲ ኣብ ሓደ ጠርኒፍናዮ'ለና)
ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ: ሓደ ካብ መስረቲ ማእከላይ ሽማግለ ህ.ግ.ሕ.ኤ፡ ፕረሲደንት ዩኒቨርስቲ ኣስመራ፡ ኣማሓዳሪ ባንክ ኤርትራ፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣወሃሃዲ ዓቃብ ሰላም ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ክሳብ ንመንግስቲ ኤርትራ ራሕሪሑ ዝወጽእ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሕብረት ኣውሮጳን ዝነበረን'ዩ። ኣብዚ እዋን ኣብ ናይ በልጂየም ዩኒቨርሲቲ ተመራማሪን ኣብ ዝተፈላለዩ ኣህጉራዊ ጉዳያት ኣማኻርን እዩ። ኣብ ኣውስትራሊያ ሓጺር ምብጻሕ ገርይርሉ ኣብ ዝነበረ እዋን ምስ ሬድዮ ኤስ.ቢ.ኤስ ብዛዕባ ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራ ዝገበሮ ቃለ መሕትት ምሉእ ትሕዝቶ (ቅድሚ ሕጂ ኣብ ክልተ ክፋላት ኣቕሪብናዮ ዝነበርና ብጠለብ ሰማዕቲ ኣብ ሓደ ጠርኒፍናዮ'ለና)