Infringement notice Source: Getty Imagesኣብ ኣውስትራልያ ሓድሽ/ጋሻ ምዃን ማለት መብዛሕትኡ ግዜ ሓድሽ ቋንቋ ምልማድ ማለትዩ፡ ግን ከኣ ሓደስቲ ሕግታትን ሞልታ/መቕጻዕትታንውን ማለት ክኸውን ይኽእልዩ። ንምንታይ መቕጻዕቲ ትወሃቡ ኣለኹም ምርድኡ ኣጸጋሚ ክኸውን ይኽእልዩ፡ ከምኡውን ከመይ ጌርካ ትኸፍሎም ወይ ከመይ ጌርካ ትከራኸር። ነቶም መቕጻዕቶም ክከራኸሩ ዘድልዮምን ሕጋዊ ኣሰራርሓ ብዝሓሸ ክርድእዎ ንዝደልዩን ሓገዝ/ደገፍ ይርከብዩ።
ኣብ ኣውስትራልያ ሓድሽ/ጋሻ ምዃን ማለት መብዛሕትኡ ግዜ ሓድሽ ቋንቋ ምልማድ ማለትዩ፡ ግን ከኣ ሓደስቲ ሕግታትን ሞልታ/መቕጻዕትታንውን ማለት ክኸውን ይኽእልዩ። ንምንታይ መቕጻዕቲ ትወሃቡ ኣለኹም ምርድኡ ኣጸጋሚ ክኸውን ይኽእልዩ፡ ከምኡውን ከመይ ጌርካ ትኸፍሎም ወይ ከመይ ጌርካ ትከራኸር። ነቶም መቕጻዕቶም ክከራኸሩ ዘድልዮምን ሕጋዊ ኣሰራርሓ ብዝሓሸ ክርድእዎ ንዝደልዩን ሓገዝ/ደገፍ ይርከብዩ።