“ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጽእ ንጽዉዕ ኣለና፡ ግን ዶብ ዘይተሓንጸጸ እንተኾይኑ እቲ ሰራዊት ናበይ እዩ ክሰግር፧” ዳኒኤል ተኽላይ

Source: Supplied
“ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጽእ ንጽዉዕ ኣለና፡ ግን ዶብ ዘይተሓንጸጸ እንተኾይኑ ናበይ እዩ ክሰግር፧” ዳኒኤል ተኽላይ ካል ኣይ ክፋል ዘተ ምስ ዶ/ር ዮሴፍ ገብረሚካኤል ኣባል ፈጻሚት ሉዓሉነት ህዝቢ ኤርትራ ከምኡ’ውን ንኣቶ ዳኒኤል ተኽላይ ኣቦ ወምበር ሓንቲ ሃገር ኣዘራሪብናዮም ብዛዕባ ብ 19 መጋቢት 2021 ብ ሉዑልነት ህዝቢ ኤርትራ፡ (EPS) ከምኡውን ሓንቲ ሃገር (One nation) ምስዚ ኣብ ትግራይ ዝኸይድ ዘሎ ኲናት ዘውጽእዎ ናይ ሓባር መግለጺ። “እዚ ዶብ ተሓንጺጹ እንተዝኸውን ህዝቢ ትግራይ ኣብዚ እዋን ግዳይ ኣይምኾነን ኔሩ፡ ህዝቢ ኤርትራውን ደጀን ምኾኖ።”
Share