SKIP TO MAIN CONTENT

መንግስቲ ሓድሽ ቪዛ ወለዲ ኣውጺኡ

Visa application form
Visa application form Source: Getty Images

ብዛዕባ ሓደ ሓድሽ መደብ ቪዛ መንግስቲ ሰባት ወለዶም ናብ ኣውስትራልያ ከምጽኡ 10000 ክኸፍሉ ዘፍቅድ SBS ሓበሬታ ረኺቡሎ። መንግስቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ማልከም ተርንቡል ኣብዚ ቀረባ ግዜ ዝገብሮም ዘሎ ምቅይያራት ኣብ ሕግታት ኢሚግረሽን ወለዲ ክሳብ ዓሰርቲ ዓመት ምብጻሕ ክፍቀደሎምዩ። እንተኾነ ግን መንግስቲ ባጀቱ ከስተኻኽሎ ኣብ ዝፍትነሉ ዘሎ እዋን ደቆም ክንክን ጥዕና ወለዶም ባዕሎም ክሽፍንዎ ኣለዎም።

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ብዛዕባ ሓደ ሓድሽ መደብ ቪዛ መንግስቲ ሰባት ወለዶም ናብ ኣውስትራልያ ከምጽኡ 10000 ክኸፍሉ ዘፍቅድ SBS ሓበሬታ ረኺቡሎ። መንግስቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ማልከም ተርንቡል ኣብዚ ቀረባ ግዜ ዝገብሮም ዘሎ ምቅይያራት ኣብ ሕግታት ኢሚግረሽን ወለዲ ክሳብ ዓሰርቲ ዓመት ምብጻሕ ክፍቀደሎምዩ። እንተኾነ ግን መንግስቲ ባጀቱ ከስተኻኽሎ ኣብ ዝፍትነሉ ዘሎ እዋን ደቆም ክንክን ጥዕና ወለዶም ባዕሎም ክሽፍንዎ ኣለዎም።

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now