Source: Suppliedኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ምስ ናይ ኦንላይን ንግዲ ዝምልከት ተተሓሒዙ ኣብ ዝቐረበ መደብ፡ ብፍላይ እዚ ንብዙሓት ምስዚ እናማዕበለ ዝኸይድ ዘሎ ስራሕ ብ ኦንላይን ተሓዋዊሱ ንብዙሓት ከኽስር ዝርአ ኣርእስቲ ኣልዒልና ኔርና። ኣብቲ መደብ ንዝቐረበ መልሲታት ኣዛራቢ ብምዃኑን ዕድምቲ ነቲ ናይ MLM ስራሕ ጠቓሚን ኣኽሳቢን ኢዩ ኢላ ካብተመኩሮኣ ከተረድእ ፈቲና ኣላ። በቲ ካልእ ወገን ግና ከም በዓል መርሃዊት ኪዳነ ዝበላ ኣብቲ ሞያ ብዝገበራኦ ትዕዝብቲን ተመኩሮን ተበጊሶም፡ ነዚ ጉዳይ ይኹንንዎ ኣለዉ። በዚ ምኽንያት ምዕሩይ ሓበሬታ ብዛዕባቲ ጉዳይ ንኽህሉ ብምሕሳብ ምስ መርሃዊት ኪዳነ ዝገበርናዮ ዝርርብ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ምስ ናይ ኦንላይን ንግዲ ዝምልከት ተተሓሒዙ ኣብ ዝቐረበ መደብ፡ ብፍላይ እዚ ንብዙሓት ምስዚ እናማዕበለ ዝኸይድ ዘሎ ስራሕ ብ ኦንላይን ተሓዋዊሱ ንብዙሓት ከኽስር ዝርአ ኣርእስቲ ኣልዒልና ኔርና። ኣብቲ መደብ ንዝቐረበ መልሲታት ኣዛራቢ ብምዃኑን ዕድምቲ ነቲ ናይ MLM ስራሕ ጠቓሚን ኣኽሳቢን ኢዩ ኢላ ካብተመኩሮኣ ከተረድእ ፈቲና ኣላ። በቲ ካልእ ወገን ግና ከም በዓል መርሃዊት ኪዳነ ዝበላ ኣብቲ ሞያ ብዝገበራኦ ትዕዝብቲን ተመኩሮን ተበጊሶም፡ ነዚ ጉዳይ ይኹንንዎ ኣለዉ። በዚ ምኽንያት ምዕሩይ ሓበሬታ ብዛዕባቲ ጉዳይ ንኽህሉ ብምሕሳብ ምስ መርሃዊት ኪዳነ ዝገበርናዮ ዝርርብ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።