Source: Martha Ermiasኣብዚ እዋን ምዕጻው ኣብ ገዛኻ ኮይንካ ብኦንላይን ብዝግበር ስራሕ፡ ገንዘብ ክርከብ ከምዝከኣል ዘወዓውዑን ዝደፋፍኡን እናበዝሑ ይመጹ ኣለዉ። እዚ ብኦንላይን ዝግበር ናይ ምዕዳግን ምሻጥን ዕዳጋ ኣሰራርሓኡ ከመይ እዩ ዝመስል? ንሰባት እናመልመልካ ኣብ ሓደ ኩባንያ ዝገብሮም ንጥፈታት ቢዝነስ ከምዝኣትዉ ምግባር ንመን'ዩ ዘርብሕ? ብሓፈሻ ኣብዚ ከምዚ ዘመን ዘምጽኦ ናይ ኦንላይን ቢዝነስ ምስታፍ የዐውትዶ የኽስር? ዝብሉን ምስኡ ዝተኣሳሰርን ዛዕባ ንምምላስ ኣብቲ ዓውዲ ኪኢላን ንዓመታት ትሰርሓሉን ምስ ዘላ ወ/ት ማርታ ኤርሚያስ ዝገበርናዮ ዕላል ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።
Published
By Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣብዚ እዋን ምዕጻው ኣብ ገዛኻ ኮይንካ ብኦንላይን ብዝግበር ስራሕ፡ ገንዘብ ክርከብ ከምዝከኣል ዘወዓውዑን ዝደፋፍኡን እናበዝሑ ይመጹ ኣለዉ። እዚ ብኦንላይን ዝግበር ናይ ምዕዳግን ምሻጥን ዕዳጋ ኣሰራርሓኡ ከመይ እዩ ዝመስል? ንሰባት እናመልመልካ ኣብ ሓደ ኩባንያ ዝገብሮም ንጥፈታት ቢዝነስ ከምዝኣትዉ ምግባር ንመን'ዩ ዘርብሕ? ብሓፈሻ ኣብዚ ከምዚ ዘመን ዘምጽኦ ናይ ኦንላይን ቢዝነስ ምስታፍ የዐውትዶ የኽስር? ዝብሉን ምስኡ ዝተኣሳሰርን ዛዕባ ንምምላስ ኣብቲ ዓውዲ ኪኢላን ንዓመታት ትሰርሓሉን ምስ ዘላ ወ/ት ማርታ ኤርሚያስ ዝገበርናዮ ዕላል ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።