SKIP TO MAIN CONTENT

“ኣንጻር ኣብ ኣመሪካ ዘሎ ስርዓት ኣድልዎ ዝግበር ተቓዉሞ ብዙሓት ጸዓዱ መንእሰያት ይጽምበርዎ ብምህላዎም ለውጢ ክመጽእ ተስፋ ኣሎ።” ዝርርብ ምስ ኣቶ በረከትን መምህር ወልዱን ካብ ኣመሪካ

Protests against Racial discrimination following George Floyd death
Black Lives Matter protest rally in London in memory of George Floyd who was killed in police custody in the US. Source: PA Wire Source: Press Association

ብምኽንያት ሞት ጸሊም ኣመሪካዊ ጆርጅ ፍሎይድ ኣብ ኣመሪካ እናለሓመ ዝኸይድ ዘሎ ተቓዉሞ ኣድልዎ ኣብ ልዕሊ ጸለምቲ ዝምልከት፡ ምስ ኣቶ በረኸት እስጢፋኖስን መምህር ወልዱ ተኽለን ካብ ኣመሪካ ዝተገብረ ዝርርብ።


Published

By Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS


Skip to podcast episode content

ብምኽንያት ሞት ጸሊም ኣመሪካዊ ጆርጅ ፍሎይድ ኣብ ኣመሪካ እናለሓመ ዝኸይድ ዘሎ ተቓዉሞ ኣድልዎ ኣብ ልዕሊ ጸለምቲ ዝምልከት፡ ምስ ኣቶ በረኸት እስጢፋኖስን መምህር ወልዱ ተኽለን ካብ ኣመሪካ ዝተገብረ ዝርርብ።


 

 


 

 


Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now