ሰልፊ ለበር ኣብ ምርጫ ደቡብ ኣውስትራሊያ ብዓብላሊ ተዓዊቱ

Peter Malinauskas and his wife Annabel SA Labor Leader celebrates victory for Labour during the 2022 State Election Source: AAP
ፒተር ማሊናስካስ ኣብ ደቡብ ኣውስትራልያ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ ሰልፊ ለበር ከም እተዓወተን መራሒቲ ሰልፊ መበል 47 ፕሪሜር ክኸውን እዩ ። ፕሪሜር ስቲቨን ማርሻል ፡ ድሕሪ ምዕጻዉ እቲ ድምጺ ምውሃብ ሰልፊ ለበር ብዓብላሊ ከምተዓወተን ሰልፉ ከምተሳዕረን ተኣሚኑ።
Share