Minister for Immigration Ian MacPhee (right) visits 3EA, 1979 Source: Courtesy National Archives of Austalia A12111-8112097S-B-S ኣብ ዓለም እቲ ዝዓበየ ሕብረ ብዙሓዊ ባህሊ ናይ ረድዮ ማዕከን እዩ። እቲ ረዲዮ ካብታ ፈለማ መዓልቲ ናብ ኣየር ምፍናው ዝጀመረሉ ሎሚ መበል 45 ዓመቱ የኽብር ኣሎ። ኣብቲ ፈለማ ብዉሑዳት ናይ ኣውሮጳ ቋንቋታት ፕሮግራማት ዝጀመረ S-B-S፥ ኣብቲ እዋን ዝበዝሐ መልእኽቲታት ናይ መንግስቲ ሓዲሽ መደብ መዲኬር እዩ ዘመሓላልፍ ኔሩ። እዚ ዝስዕብ ጸብጻብ S-B-S ነቲ እናዓበየን እናተቐየረን ዝኸይድ ዘሎ ብዙሓ ባህሊታት ንምንጽብራቕ ቀንዲ ባእታ ምዃኑ ዝገልጽ እዩ።
S-B-S ኣብ ዓለም እቲ ዝዓበየ ሕብረ ብዙሓዊ ባህሊ ናይ ረድዮ ማዕከን እዩ። እቲ ረዲዮ ካብታ ፈለማ መዓልቲ ናብ ኣየር ምፍናው ዝጀመረሉ ሎሚ መበል 45 ዓመቱ የኽብር ኣሎ። ኣብቲ ፈለማ ብዉሑዳት ናይ ኣውሮጳ ቋንቋታት ፕሮግራማት ዝጀመረ S-B-S፥ ኣብቲ እዋን ዝበዝሐ መልእኽቲታት ናይ መንግስቲ ሓዲሽ መደብ መዲኬር እዩ ዘመሓላልፍ ኔሩ። እዚ ዝስዕብ ጸብጻብ S-B-S ነቲ እናዓበየን እናተቐየረን ዝኸይድ ዘሎ ብዙሓ ባህሊታት ንምንጽብራቕ ቀንዲ ባእታ ምዃኑ ዝገልጽ እዩ።