SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ሱዳን ንዝሓሸ ዴሞክራሲ ዝሓትት ሰልፊ ኣብ ኻርቱም ተጌሩ (ካብ ኣርእስታት ዜና)

SBS Tigrinya News
Source: SBS

ኣብ ሱዳን ዝተገብረ ሰልፊ፥ ዉዱብ ጥዕና ዓለም መድሃኒት ዓሶ ንኮቪድ-19 ዝኸውን እንተኾይኑ ክሊኒካዊ ፈተነ ክጅምር ምዃኑ ኣፍሊጡ ዝብሉን ካልእ ኣርእስታት ዝሓዘ ናይ 4 ሰነ 2020 ዜና ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።


Published

Source: SBS


Skip to podcast episode content

ኣብ ሱዳን ዝተገብረ ሰልፊ፥ ዉዱብ ጥዕና ዓለም መድሃኒት ዓሶ ንኮቪድ-19 ዝኸውን እንተኾይኑ ክሊኒካዊ ፈተነ ክጅምር ምዃኑ ኣፍሊጡ ዝብሉን ካልእ ኣርእስታት ዝሓዘ ናይ 4 ሰነ 2020 ዜና ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።


 


 

  • ኣርእስታት ዜና፡
  •  ኣብ መልበርን ንቐዳም ተመዲቡ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ ቪክቶሪታዊያን ከይሳተፉ  ፕሪሜር ኣንድሪውስ ጸዊዑ።
  •  ኣብ ኣመሪካ ዝግበር ዘሎ ተቓዉሞ እወታዊ ለውጢ ንምምጻእ ጽቡቕ ዕድል እዩ ክብል ናይ ቀደም ፕረሲደንት ባራክ ኦባማ ገሊጹ።
  •  ዉድብ ጥዕና ዓለም ነቲ ናይ ዓሶ ፈውሲ ዝኾነ መድሓኒት hydroxychloroquine ንመፈወሲ COVID-19  ክሊኒካዊ ፈተነ ክገብር ክጅምር እዩ።
  •  ንክሳድ ጆርጅ ፍሎይድ ንልዕሊ 8 ደቓይቕ ብብርኩ ጸቒቱ ክሳብ ሞት ዘብጽሖ ኣባል ፖሊስ ክሱ ናብ ዝለዓለ ጉዳይ ቅትለት ደይቡ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now