SKIP TO MAIN CONTENT

ካብ ኮቪድ-19 ንምድሓን ጸረ ዓሶ መድሓኒት ኣብ ጥቕሚ ከይውዕል ዉድብ ጥዕና ዓለም ኣጠንቂቑ። (ካብ ኣርእስታት ዜና)

SBS Tigrinya News
Source: SBS

ኣርእስታት ዜና፡ ኣብ መልበርን ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ክፍጽም ወጢኑ ዝነበረ ን 10 ዓመት ክእሰር ተፈሪዱ። ካብ ኮቪድ-19 ንምድሓን ጸረ ዓሶ መድሓኒት ኣብ ጥቕሚ ከይውዕል ዉድብ ጥዕና ዓለም ኣጠንቂቑ። ዝመጽእ ወርሒ ናይ ግሪክ ወቕቲ ቱሪዝም ኣብዝጅምረሉ ዳግም ንምጅማር ሆቴላት ክኽፈቱ ኣህጉራዊ በረራታት ስርሖም ክጅምሩ እዮም። ኣብ ብሩንዲምርጫ ተጌሩ

Published

By Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና፡ ኣብ መልበርን ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ክፍጽም ወጢኑ ዝነበረ ን 10 ዓመት ክእሰር ተፈሪዱ። ካብ ኮቪድ-19 ንምድሓን ጸረ ዓሶ መድሓኒት ኣብ ጥቕሚ ከይውዕል ዉድብ ጥዕና ዓለም ኣጠንቂቑ። ዝመጽእ ወርሒ ናይ ግሪክ ወቕቲ ቱሪዝም ኣብዝጅምረሉ ዳግም ንምጅማር ሆቴላት ክኽፈቱ ኣህጉራዊ በረራታት ስርሖም ክጅምሩ እዮም። ኣብ ብሩንዲምርጫ ተጌሩ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now