A woman wearing a mask as a preventative measure against the coronavirus disease (COVID-19) boards a public bus at Railway Square bus station in Sydney, Source: AAP
ኣርእስታት ዜና፡ ኣብ ብራዚል ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ብዝሒ ሰባት ካብቲ ናይ ስጳኛን ጣልያንን ንላዕሊ ኮይኑ፥ ምልባዕ COVID-19 ንምጉዳል ነበርቲ New South Wales ናብ ህዝባዊ መጓዓዚያታት እናኸዱ ምትእኽኻባት ከይፈጥሩ ተነጊሪዎም። ጠንቂ መበገሲ ለበዳ ኮቪድ-19 ንኽምርመር ኣውስትራሊያ ዘበገሰቶ ድፍኢት ብ 116 ሃገራት ደገፍ ረኺቡ። ህንዲ ወሲዳቶ ዘላ ምዕጻው ንተወሳኺ 2 ሰሙን ክሳብ መወዳእታዚ ወርሒ ኣናዊሓቶ። ዓባይ ብሪጣንያ ን ኮቪድ-19 ክፍውስ ዝኽእል ክታበት ክልኒካዊ ፈተና ኣብትገብረሉ ዘላ እዋን፡ መንግስቲ ሓገዝ ክገብር’የ ኢሉ። (ካብ ዜና) ሓዲሽ ናይ እስራኤል ቀዳማይ ሚኒስተር በንጃሚን ናታንያሁ መንግስቲ ቃል ማሕላ ፈጺሙ።